ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሓምለ ገጽ 3
  • 9-15 ሓምለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 9-15 ሓምለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሓምለ ገጽ 3

9-15 ሓምለ

ሉቃስ 8-9

  • መዝሙር 13ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ሰዓብየይ ኩን—እንታይ የድሊ፧”፦ (10 ደቒቕ)

    • ሉቃ 9:57, 58—እቶም ንየሱስ ዚስዕብዎ ብየሆዋ ኺእመኑ ኣለዎም (it-2-E 494)

    • ሉቃ 9:59, 60—እቶም ንየሱስ ዚስዕብዎ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ህይወቶም ቀዳምነት ይህቡ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ሉቃ 9:61, 62—እቶም ንየሱስ ዚስዕቡ፡ ኣብ ዓለም ዘሎ ዝዀነ ይኹን ነገራት ኬዐንቅፎም ኣይፈቕዱን (nwtsty፡ ሚድያ፣ w12 15/4 15-16 ¶11-13)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሉቃ 8:3—እዘን ክርስትያናት እዚአን ንየሱስን ንሃዋርያትን ‘ዜገልግላኦም’ ዝነበራ ብኸመይ እየን፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ሉቃ 9:49, 50—የሱስ ነቲ ዘይስዕቦ ዝነበረ ሰብኣይ፡ ኣጋንንቲ ኸየውጽእ ዘይከልከሎ ስለምንታይ እዩ፧ (w08 15/3 31 ¶3)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሉቃ 8:1-15

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w12 15/3 27-28 ¶11-15—ፍረ ነገር፦ ነቲ ምእንቲ መንግስቲ ኣምላኽ ኢልና እንገብሮ ዝዀነ ይኹን መስዋእትታት ክንጥዓሰሉ ኣሎናዶ፧

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 124

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 14 ሕ.ጽ. 15-23፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን ክለሳ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 126ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ