መጋቢት ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ፡ መጋቢት 2019 ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት 4-10 መጋቢት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሮሜ 12-14 ንሕና ክርስትያናት ክንፋቐር ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ 11-17 መጋቢት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሮሜ 15-16 ተጻዋርነትን መጸናንዕን ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠምት 18-24 መጋቢት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 1 ቈረንቶስ 1-3 ስጋዊ ሰብ ዲኻ ወይስ መንፈሳዊ ሰብ፧ ክርስትያናዊ ህይወት ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ጽቡቕ ደብዳበ ጽሓፍ ክርስትያናዊ ህይወት ንመርኣዪ እትኸውን ደብዳበ 25-31 መጋቢት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 1 ቈረንቶስ 4-6 “ሒደት ማይ ብሑቝ ንብዘሎ ብሑቝ የብኵዖ” ክርስትያናዊ ህይወት ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስካ ንምምሃር ቪድዮታት ተጠቐም