ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 መጋቢት ገጽ 4
  • 18-24 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 18-24 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 መጋቢት ገጽ 4

18-24 መጋቢት

1 ቈረንቶስ 1-3

  • መዝሙር 127ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ስጋዊ ሰብ ዲኻ ወይስ መንፈሳዊ ሰብ፧”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ 1 ቈረንቶስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • 1ቈረ 2:14—“ስጋዊ ሰብ” ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (w18.02 19 ¶4-5)

    • 1ቈረ 2:15, 16—“መንፈሳዊ ሰብ” ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (w18.02 19 ¶6፣ 22 ¶15)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • 1ቈረ 1:20—‘ኣምላኽ ንጥበብ እዛ ዓለም እዚኣ ዕሽነት ዝገበሮ’ ብኸመይ እዩ፧ (it-2-E 1193 ¶1)

    • 1ቈረ 2:3-5—ኣብነት ጳውሎስ ብኸመይ ኪሕግዘና ይኽእል፧ (w08 15/7 27 ¶6)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 1ቈረ 1:1-17 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 3)

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር፣ ድሕሪኡ፡ ነታ ይምህረና እትብሃል መጽሓፍ ኣፋልጥ። (th መጽናዕቲ 11)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 18

  • “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ጽቡቕ ደብዳበ ጽሓፍ”፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ።

  • 23 መጋቢት ዚጅምር ወፈራ በዓል ዝኽሪ፦ (7 ደቒቕ) ብሓላው ኣገልግሎት ዚግበር ምይይጥ። ንዅሎም ኣስፋሕቲ ሓሓንቲ ቕዳሕ ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ ኸም ዚዕደል ግበር፣ ድሕሪኡ ነቲ ትሕዝቶኣ ተመያየጡሉ። ነታ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ወልዓያን ተመያየጡላን። ክሊ እታ ጉባኤ ንምሽፋን እተገብረ ምድላዋት ድማ ግለጽ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 12

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 52ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ