ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 መጋቢት ገጽ 6
  • 25-31 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 25-31 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 መጋቢት ገጽ 6

25-31 መጋቢት

1 ቈረንቶስ 4-6

  • መዝሙር 123ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ሒደት ማይ ብሑቝ ንብዘሎ ብሑቝ የብኵዖ”፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ቈረ 5:1, 2—እታ ኣብ ቈረንቶስ ዝነበረት ጉባኤ ንሓደ ዘይተነስሐ ኣባሲ ዕሽሽ በለቶ

    • 1ቈረ 5:5-8, 13—ጳውሎስ ነታ ጉባኤ ነቲ “ማይ ብሑቝ” ካብ ማእከላ ኸተርሕቖን ነቲ ኣባሲ ንሰይጣን ኣሕሊፋ ኽትህቦን ነገራ (it-2-E 230, 869-870)

    • 1ቈረ 5:9-11—እታ ጉባኤ ምስ ዘይንሳሕ ኣባሲ ኽትጽምበር የብላን (lvs 241፡ ተወሳኺ ሓበሬታ “ውገዳ”)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • 1ቈረ 4:9—ሰብኣውያን ኣገልገልቲ ኣምላኽ ንመላእኽቲ “ምርኢት” ዝዀኑ ብኸመይ እዮም፧ (w09 15/5 24 ¶16)

    • 1ቈረ 6:3—ጳውሎስ “ንመላእኽቲ ኸም እንፈርዶም” ኢሉ ኺጽሕፍ ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ፧ (it-2-E 211)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 1ቈረ 6:1-14 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 11)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lvs 44 (th መጽናዕቲ 3)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 78

  • “ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስካ ንምምሃር ቪድዮታት ተጠቐም”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ሓንቲ ኣስፋሒት ካብታ ብስራት ኣምላኽ ዘርእስታ ብሮሹር ትምህርቲ 4 ተጠቒማ ንተማሃሪት መጽሓፍ ቅዱስ ክትምህራ ኸላ እተርኢ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 13

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 97ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ