ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 መጋቢት ገጽ 2
  • 4-10 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 4-10 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 መጋቢት ገጽ 2

4-10 መጋቢት

ሮሜ 12-14

  • መዝሙር 106ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንሕና ክርስትያናት ክንፋቐር ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧”፦ (10 ደቒቕ)

    • ሮሜ 12:10—ንክርስትያናት ብጾትካ ኣፍቅሮም (it-1-E 55)

    • ሮሜ 12:17-19—ምስ እትብደል፡ ሕነ ኣይትፍደ (w09 15/10 8 ¶3፣ w07 1/7 24-25 ¶12-13)

    • ሮሜ 12:20, 21—ንእከይ ብሰናይ ስዓሮ (w12 15/11 29 ¶13)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሮሜ 12:1—እዛ ጥቕሲ እዚኣ እንታይ ማለት እያ፧ (lvs 76-77 ¶5-6)

    • ሮሜ 13:1—እቶም ላዕለዎት ሰበ ስልጣን “ብኣምላኽ ኣብ በቦታኦም እተሰርዑ” ብኸመይ እዮም፧ (w08 15/6 31 ¶4)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሮሜ 13:1-14 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣጠቓቕማ ሕቶታት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 3 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጥሉ።

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w11 1/9 21-22—ፍረ ነገር፦ ግብሪ ኣብ ዘይቅዱስ ጽሑፋዊ ንጥፈታት ዚውዕል እኳ እንተ ዀነ፡ ክርስትያናት ግብሪ ኪኸፍሉ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧ (th መጽናዕቲ 3)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 77

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 10፡ “ዜሐጕስ ጕዕዞታት” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 133ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ