ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 መጋቢት ገጽ 3
  • 11-17 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 11-17 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 መጋቢት ገጽ 3

11-17 መጋቢት

ሮሜ 15-16

  • መዝሙር 33ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ተጻዋርነትን መጸናንዕን ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠምት”፦ (10 ደቒቕ)

    • ሮሜ 15:4—መጸናንዒ ንምርካብ ቃል ኣምላኽ ኣንብብ (w17.07 14 ¶11)

    • ሮሜ 15:5—“ተጻዋርነትን መጸናንዕን” ምእንቲ ኺህበካ ንየሆዋ ለምኖ (w16.04 14 ¶5)

    • ሮሜ 15:13—የሆዋ ተስፋ ይህበና (w14 15/6 14 ¶11)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሮሜ 15:27—እቶም ካብ ኣህዛብ ዝዀኑ ክርስትያናት ነቶም ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ክርስትያናት “ሰብ ዕዳኦም” ዝነበሩ ብኸመይ እዮም፧ (w89-E 1/12 24 ¶3)

    • ሮሜ 16:25—“እቲ ኻብ ጥንቲ ኣትሒዙ ስቕ ተባሂሉ ዝጸንሐ ቕዱስ ምስጢር” እንታይ እዩ፧ (it-1-E 858 ¶5)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሮሜ 15:1-16 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 3)

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 10)

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 11)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 129

  • የሆዋ ‘ተጻዋርነትን መጸናንዕን ይህብ’፦ (15 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

    • መጸናንዒ ብዛዕባ ምርካብ እንታይ ተማሂርካ፧

    • መጸናንዒ ብዛዕባ ምሃብ እንታይ ተማሂርካ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 11

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 53ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ