15 ጥሪ ኣብዛ ሓጐስ ዘይብላ ዓለም ሕጉሳት ከም ሕጉሳት ወደስቲ መጠን ኢዮም ተኣኪቦም ደቅሰብ ፍልጠት ኣምላኽ የድልዮም ኢዩ ኣባጊዕ የሆዋ ለውሃት ዘለዎ ሓልዮት የድልየን ኢዩ ምጽንናዕን ምትብባዕን ክቡር ስልማት ናይ ብዙሕ መዳያት ሙሴ ከምኡውን ኣሮን ተባዓት ኣወጅቲ ቃል ኣምላኽ ንሓደ ናይ ጸልማት መዋእል ብርሃን ይዛዝሞ ሕጋዊ ዓወት ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ ንየሆዋ ብጽሩያት ኣእዳው ኣምልኮ ክትብጻሕዶ ምደሌኻ፧