ሚያዝያ ንፍቕሪ ክርስቶስ ምላሽ ትህበሉዶ ኣሎኻ፧ ርእስኻ ናይ ምስዋእ መንፈስ ኣሎካዶ፧ ናይ ኣገልግሎት ኣኼባ መደብ ሚያዝያ—ንሰናይ ግብሪ ቅንኢ እነርእየላ እዋን! ምልክታታት ንብዙሓት ሰባት እተነቓቕሕ ቅንኢ ሕቶ ሳጹን ስርዓታዊ ኣዋጂ መንግስቲ ኣምላኽ ዲኻ፧ ተመሊስካ ከም እትበጽሖም ርግጸኛ ኹን!