ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/00 ገጽ 7
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2000
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2000
km 4/00 ገጽ 7

ምልክታታት

◼ ዝዕደል ጽሑፋት ኣብ ሚያዝያን ግንቦትን:- ናይ ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! ንጽል ቅዳሓት። እታ ብቕዓት እትበሃል ብሮሹር ተገዳስነት ንዘለዎም ሰባት ክትዕድላ ምሳኻ ተማላኣያ: ናይ ቤት ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ከኣ ጻዕሪ ግበር። ሰነ:- ኣምላኽ ካባና ዝደልዮ ብቕዓት እንታይ ኢዩ፧ ናይ ቤት ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምጅማር ኣድህብ። ሓምለን ነሓሰን:- ካብዞም ዝስዕቡ 32 ገጽ ዘለዎም ብሮሹራት ዝዀነ ይኹን ምጥቃም ይከኣል ኢዩ:- ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧፣ ንዘልኣለም አብ ምድሪ ብምንባር ተሐጎሱ!፣ ኣብ ስላሴ ክትኣምን ይግብኣካዶ ኢዩ፧፣ እቲ ንዘለኣለም ጸኒዑ ዝነብር መለኮታዊ ስም፣ ዘ ጋቨርንመንት ዛት ዊል ብሪንግ ፓራዳይዝ (እንግሊዝኛ)፣ ምስ ሞትና እንታይ ኢና እንኸውን፧፣ ዕላማ ህይወት እንታይ ኢዩ —⁠ብኸመይ ክትረኽቦ ትኽእል፧፣ እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት፣ ስፕሪትስ ኦቭ ዘ ደድ​—⁠ካን ዘይ ሄልፕ ዩ ኦር ሃርም ዩ፧ ዱ ዘይ ሪሊ ኤግዚስት፧ (እንግሊዝኛ)።

◼ ካብ ነሓሰ ጀሚሩ: ንናይ 2000 ኣውራጃዊ ኣኼባ ዝኸውን ባጅ ብኡንብኡ ምስቲ ጽሑፋት ክለኣኽ ኢዩ። ባጅ ምእዛዝ ኣድላዪ ኣይኰነን። ጉባኤታት ተወሳኺ ባጅ እንተድኣ ደልየን: በቲ ናይ ጽሑፋት መሕተቲ ቅጥዒ (S-14) ገይረን ክሓታ ኣለወን። ኣብታ ጉባኤ ናይ ባጅ መትሓዚ ፕላስቲክ ዝደሊ ዝዀነ ይኹን ሰብ ምስ ዝህሉ ክትእዝዙ ትኽእሉ ኢኹም።

◼ ኣብ ብሪጣንያ ዝሕተም ናይ እንግሊዝኛ ወይ ፈረንሳይኛ ኵንትራት: ብኣየር ንምልኣኽ 77.50 ናቕፋ/ብር ንጶስጣ ውጽኢት ምግባር የድሊ። እዚ ዋጋ ናይቲ መጽሔታት ኣየጠቓልልን ኢዩ። ኣብ ካናዳ ዝሕተም ናይ እንግሊዝኛ: ፈረንሳይኛ: ወይ ጣልያንኛ ኵንትራት ድማ ብኣየር ንምልኣኽ 133.00 ናቕፋ/ብር ንጶስጣ ውጽኢት ምግባር የድሊ።

◼ ዎችታወር ላይብረሪ ሲዲ⁠-​ሮም ንህዝቢ: ንናይ ኣብያተ⁠-​ትምህርቲ ቤተ⁠-​መጻሕፍቲ: ወይ ኣብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ተገዳስነት ከም ዘለዎም ንዝገለጹ ሰባት ዝዕደል ኣይኰነን። ዎችታወር ላይብረሪ ንኣባላት ጉባኤ ኢዩ ተዳልዩ: ብጉባኤ ኣቢልካ ጥራይ ከኣ ኢዩ ዝርከብ። ኮምፓክት ዲስክ ክሳዕ ዝመጽእን ናብ ጉባኤታት ዝለኣኽን ኣብቲ ናብተን ጉባኤታት ምስ ጽሑፋት ዝለኣኸለን ዝርዝራት ዝሓዘ ወረቐት “ውዙፍ” ተባሂሉ ክጸሓፍ ኢዩ።

◼ ኣብ መኽዘን ዘሎ ሓደስቲ ጽሑፋት:-

እንግሊዝኛ:- ናይ 2000 ዓመት መጽሓፍ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፣ ናይ 1999 ጥሙር ጥራዝ ግምቢ ዘብዐኛ፣ ኣውድዮ ካሴት:- እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት፣ ዓረብኛ:- ትርጕም ሓዳስ ዓለም (ናይ ግሪኽ ቅዱሳት ጽሑፋት)።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዘሎ ጽሑፋት:-

እንግሊዝኛ:- ፍልጠት፣ ፈረንሳይኛ:- ፍልጠት፣ ትርጕም ሓዳስ ዓለም፣ ትራክት ቍ. 24።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ