ሕዳር ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ፡ ሕዳር 2019 ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት 4-10 ሕዳር ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 1 ዮሃንስ 1-5 ንዓለም ወይስ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ኣይትፍተዉ ክርስትያናዊ ህይወት መርዓ ኽትገብር እንተ መዲብካ፡ ዓለማዊ ጽልዋ ኣወግድ 11-17 ሕዳር ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 2 ዮሃንስ 1-13፣ 3 ዮሃንስ 1-14–ይሁዳ 1-25 ኣብ ሓቂ ምእንቲ ኽንጸንዕ ክንጋደል ኣሎና 18-24 ሕዳር ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ራእይ 1–3 “ግብርኻ . . . እፈልጥ እየ” ክርስትያናዊ ህይወት የሆዋ ዜድልየና ዘበለ ይፈልጥ እዩ 25 ሕዳር–1 ታሕሳስ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ራእይ 4-6 ምግላብ እቶም ኣርባዕተ ፈረሰኛታት ክርስትያናዊ ህይወት የሆዋ ሕጉስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ