ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሕዳር ገጽ 5
  • “ግብርኻ . . . እፈልጥ እየ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ግብርኻ . . . እፈልጥ እየ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሓደ ቅዱስ ምስጢር ምግላጽ
    ራእይ እቲ ዓቢ ፍጻሜኡ ቀሪቡ!
  • ክርስቶስ ንማሕበሩ ይመርሓ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2002
  • ክርስትያናዊት ጉባኤ ብኸመይ እያ ተወዲባ፧
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ዮሃንስ ነቲ ክብሪ ዝለበሰ የሱስ ይርእዮ
    ራእይ እቲ ዓቢ ፍጻሜኡ ቀሪቡ!
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሕዳር ገጽ 5

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ራእይ 1–3

“ግብርኻ . . . እፈልጥ እየ”

1:20፣ 2:1, 2

  • ክልተ ሽማግለታት ምስ ሓደ ሓው ይዘራረቡ፣ የሱስ ነቶም ሸውዓተ ኽዋኽብቲ ብኢዱ ሒዙ

    “እቶም ሸውዓተ ኸዋኽብቲ”፦ ንቕቡኣት ሽማግለታት ዜመልክት እኳ እንተ ዀነ፡ ንዅሎም ሽማግለታት ጉባኤ ኼመልክት ይኽእል እዩ

  • ‘ኣብ የማናይ ኢድ የሱስ’፦ እቶም ከዋኽብቲ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ትሕቲ ቝጽጽርን ሓይልን መምርሕን የሱስ እዮም። ሓደ ኻብቶም ኣካል ሽማግለታት መአረምታ ምስ ዜድልዮ፡ የሱስ ኣብ ዝደለዮ ግዜን ብዝደለዮ መገድን እቲ ሽማግለ ኸም ዚእረም ይገብር እዩ

  • “እቲ ሸውዓተ ቐዋሚ ቐንዴል ወርቂ”፦ ክርስትያን ጉባኤታት። ልክዕ ከምቲ ቐዋሚ ቐንዴል ኣብቲ ማሕደር ብርሃን ዜብርህ ዝነበረ፡ ክርስትያን ጉባኤታት እውን መንፈሳዊ ብርሃን የብርሃ እየን። (ማቴ 5:14) የሱስ፡ ኣብ መንጎ እቲ ቐዋሚ ቐንዴል ስለ “ዚመላለስ” ኣብ ኵለን ጉባኤታት ንዚግበር ንጥፈታት ይቈጻጸሮ እዩ

እዚ ራእይ እዚ ብኸመይ ይሕግዘካ፧

  • ሽማግለታት መምርሕን ምኽርን ምስ ዚህቡኻ

  • ኣብ ጉባኤኻ ዘይፍትሓውነትን ጸገማትን ምስ እትርኢ

  • ኣብ ኵሉ ኣጋጣሚታት ብስራት ንምንጋር

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ