ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሕዳር ገጽ 2
  • 4-10 ሕዳር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 4-10 ሕዳር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሕዳር ገጽ 2

4-10 ሕዳር

1 ዮሃንስ 1-5

  • መዝሙር 122ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንዓለም ወይስ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ኣይትፍተዉ”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ 1 ዮሃንስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • 1ዮሃ 2:15, 16—“ኵሉ እቲ ኣብ ዓለም ዘሎ፡ . . . ካብ ዓለም እምበር፡ ካብ ኣቦስ ኣይኰነን” (w05 1/1 10 ¶13)

    • 1ዮሃ 2:17—ዓለም ትሓልፍ እያ ዘላ፡ ትምኒታ እውን (w13 15/8 27 ¶18)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • 1ዮሃ 2:7, 8—እቲ ዮሃንስ ናይ ቀደምን ሓድሽን ኢሉ ዝጠቐሶ ትእዛዝ ንምንታይ የመልክት፧ (w13 15/9 10 ¶14)

    • 1ዮሃ 5:16, 17—“ናብ ሞት ዜብጽሕ ሓጢኣት” እንታይ እዩ፧ (it-1 862 ¶5)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 1ዮሃ 1:1–2:6 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ውዕዉዕ ኣዘራርባ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 11 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጡሉ።

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w04 1/10 29—ፍረ ነገር፦ ዮሃንስ ኣብ 1 ዮሃንስ 4:18 “ፍጽምቲ ፍቕሪ ንፍርሂ ኣውጺኣ ትድርብያ” ኺብል ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 7)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 132

  • “መርዓ ኽትገብር እንተ መዲብካ፡ ዓለማዊ ጽልዋ ኣወግድ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንየሆዋ ዜኽብር መርዓ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 40

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 106ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ