ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሕዳር ገጽ 4
  • 11-17 ሕዳር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 11-17 ሕዳር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሕዳር ገጽ 4

11-17 ሕዳር

2 ዮሃንስ 1-13፣ 3 ዮሃንስ 1-14–ይሁዳ 1-25

  • መዝሙር 128ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ኣብ ሓቂ ምእንቲ ኽንጸንዕ ክንጋደል ኣሎና”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ 2 ዮሃንስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • [መእተዊ 3 ዮሃንስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • [መእተዊ ይሁዳ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ይሁዳ 3—‘ንእምነት ተጋደሉ’ (w04 15/9 11-12 ¶8-9)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ይሁዳ 4, 12—እቶም ናብ ጉባኤ ሰሊኾም ዝኣተዉ ፍርሃት ኣምላኽ ዘይብሎም ሰባት ምስቶም “ኣብ ናይ ፍቕሪ መኣዲ . . . ኣብ ትሕቲ ማይ እተሓብኡ ኣኻውሕ” እተመሳሰሉ ስለምንታይ እዮም፧ (it-2 279, 816)

    • ይሁዳ 14, 15—ሄኖክ ብዛዕባ መጻኢ ኺገልጽ ከሎ ድሮ ኸም እተፈጸመ ገይሩ እተዛረበ ስለምንታይ እዩ፧ ትንቢቱ ፍጻመኡ ዝረኸበኸ ብኸመይ እዩ፧ (wp17.1 12 ¶1, 3)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 2ዮሃ 1-13 (th መጽናዕቲ 12)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 1)

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ሓደ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ። (th መጽናዕቲ 6)

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ካርድ ኣድራሻ JW.ORG ሃብ። (th መጽናዕቲ 11)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 87

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 41

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 32ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ