ጥሪ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ፡ ጥሪ-ለካቲት 2023 2-8 ጥሪ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ትሑት ክትከውን ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ 9-15 ጥሪ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ንናይ ህጹጽነት ስምዒትካ ዓቅቦ 16-22 ጥሪ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ድዩ ወይስ ፈጠራ፧ ክርስትያናዊ ህይወት ኣብ ቃል ኣምላኽ ንዘሎካ እምነት ኣደልድሎ 23-29 ጥሪ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ጸሎተይ ብዛዕባይ እንታይ ይሕብር፧ ክርስትያናዊ ህይወት ንህጹጽ ሕክምና ሕጂ ተዳሎ 30 ጥሪ–5 ለካቲት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ብሓገዝ የሆዋ በዳሂ ዕዮ ኽትፍጽም ትኽእል ኢኻ ክርስትያናዊ ህይወት የሆዋ ኣብ መከራና ይድግፈና 6-12 ለካቲት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ፍቓድ ኣምላኽ ንምግባር ዘሎካ ባህጊ ኣሐይል ክርስትያናዊ ህይወት ኣተሓሳስባ ኣምላኽ ተምሃር ክርስትያናዊ ህይወት ንእዋን በዓል ዝኽሪ ዚኸውን ሸቶ ኣውጽእ 13-19 ለካቲት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ መምርሒ ምስዓብ ናብ ኣሳልጦ ይመርሕ 20-26 ለካቲት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ዜጕሂ ነገራት እናሃለወ ኽነሱ፡ ሓጐስካ ዓቅብ 27 ለካቲት–5 መጋቢት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ መንእሰያት ኣሳልጦ ምእንቲ ኺረኽቡ ሓግዞም ክርስትያናዊ ህይወት ደቅኻ ኣሳልጦ ኺረኽቡ ንምሕጋዝ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቐም ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት