ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ጥሪ ገጽ 13
  • 20-26 ለካቲት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 20-26 ለካቲት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ጥሪ ገጽ 13

20-26 ለካቲት

1 ዜና መዋእል 17-19

  • መዝሙር 110ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ዜጕሂ ነገራት እናሃለወ ኽነሱ፡ ሓጐስካ ዓቅብ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ዜና 17:16-18—ከም ዳዊት ብዛዕባ እንታይ ክንተኣማመን ንኽእል፧ (w20.02 12፡ ሳጹን)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ዜና 18:1-17 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ ናይ የሆዋ መሰኻኽር—እንታዎት ኢና፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 17)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 3)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 09 ነጥቢ 4 (th መጽናዕቲ 9)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 64

  • ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ካብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር እተላእከ ምልክታ ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት ምስ ኣንበብካ፡ ነቲ ኣብ መላእ ዓለም ዚርከቡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ኣገልግሎት ዓመት 2022 ዝፍጸምዎ ኻልእ ኣወንታዊ መዳያት ኬጕልሑ ንሰማዕቲ ዓድሞም። ዓሚ ኣብ ኣገልግሎት ዜተባብዕ ተመክሮ ንዝረኸቡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 20 ¶1-8፡ መእተዊ ቪድዮ

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 113ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ