15 ሓምለ ትሕዝቶ ብቕልል ዝበለ እንግሊዝኛ እትዳሎ ሕታም ነዊሕ ሕጋዊ ቓልሲ ብዓወት ተዛዘመ! ንፍቕራዊ መምርሒ የሆዋ ትስዕቦ ዲኻ፧ ነቲ ንጹር መጠንቀቕታታት የሆዋ ተቕልበሉ ዲኻ፧ ቀደም ሞት እፈርህ ነይረ፡ ሕጂ ግን “ህይወት ምስ ተረፉ” እጽበ ኣለኹ ዕረፍቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ፧ ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ ኣቲኻዶ፧