ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w11 15/7 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
w11 15/7 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ሓምለ 2011

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦

29 ነሓሰ 2011–4 መስከረም 2011

ንፍቕራዊ መምርሒ የሆዋ ትስዕቦ ዲኻ፧

ገጽ 10

ዚዝመር መዝሙራት፦ 26, 3

5-11 መስከረም 2011

ነቲ ንጹር መጠንቀቕታታት የሆዋ ተቕልበሉ ዲኻ፧

ገጽ 15

ዚዝመር መዝሙራት፦ 32, 52

12-18 መስከረም 2011

ዕረፍቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ፧

ገጽ 24

ዚዝመር መዝሙራት፦ 19, 27

19-25 መስከረም 2011

ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ ኣቲኻዶ፧

ገጽ 28

ዚዝመር መዝሙራት፦ 55, 24

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 10-19

የሆዋ ብፍቕሪ ተደሪኹ፡ ብዛዕባ እቲ ኻብ መገዲ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኬርሕቐና ዚኽእል ኣሉታዊ ጽልዋታት የጠንቅቐና እዩ። ኣብዘን ክልተ ዓንቀጻት፡ ሽዱሽተ ሕማቕ ጽልዋታት ክንርኢ፡ ብኸመይ ከነወግዶ ኸም እንኽእል ድማ ክንመያየጥ ኢና።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 3, 4 ገጽ 24-32

መጽሓፍ ቅዱስ፡ የሆዋ ንደቂ ሰብ ምስ ፈጠረ፡ ኣብ ሻውዐይቲ መዓልቲ “ዐረፈ” ይብለና። (እብ. 4:4) እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ መዓልቲ ዕረፍቲ ኣምላኽ እንታይ ዕላማ ኸም ዘለዋን ንዓና እንታይ ኣገዳስነት ከም ዘለዋን ክትገልጽ እያ። እታ ኻልአይቲ ድማ፡ ገለ ኻብቲ ናብ ዕረፍቲ የሆዋ ኸም ዝኣተና ኸነርእየሉ እንኽእል መገድታት ክትሕብረና እያ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ብቕልል ዝበለ እንግሊዝኛ እትዳሎ ሕታም

4 ነዊሕ ሕጋዊ ቓልሲ ብዓወት ተዛዘመ!

20 ቀደም ሞት እፈርህ ነይረ፡ ሕጂ ግን “ህይወት ምስ ተረፉ” እጽበ ኣለኹ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ