ግንቦት ንዅሉ ሰብ እትኸውን ፍልይቲ ዜና ናይታ መንግስቲ ከም ጸወርቲ ብርሃን ነቲ ኣርኣያና ምስዓብ ናይ ኣገልግሎት ኣኼባ ንወርሒ ግንቦት ንስኻውን ጽቡቕ ተሞክሮታት ከተስተማቕር ትኽእል ኢኻ! ምልክታታት ሕቶ ሳጹን ስለምንታይ መዝገብ ናይቶም ኣብ ቤት ዘይተረኽቡ እንሕዝ? ንትሑታት ሰባት ዝኸውን ብስራት ገንዘብ ብግቡእ ገይርካ ምሓዝ