ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/95 ገጽ 7
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1995
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1995
km 5/95 ገጽ 7

ምልክታታት

◼ እንጥቀመሎም ጽሑፋት ኣብ ግንቦት:- ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! (እንግሊዝኛ) መጽሔታትን ምዝገባ ጽሑፋትን። ኣብቲ ብተደጋጋሚ አተዳህሰሰ ዞባታት ዝዀነ ብሮሹር (ብዘይካ እታ ቤት ትምህርቲ [እንግሊዝኛ ወይ ኣምሓርኛ] እትበሃል ብሮሹር) ክዕደል ይከኣል ኢዩ። ሰነ:- ስድራቤትካ ከምኡውን/ወይ ንእስነትካ እተባህላ መጻሕፍቲ (እንግሊዝኛ ወይ ኣምሓርኛ) ንነፍሲ ወከፍ ብ3 ብር። ሓምለን ነሓሰን:- ካብዞም ተዘርዚሮም ዘለዉ ዝዀነ 32 ገጽ ዘለዎ ብሮሹር ምጥቃም ይከኣል ኢዩ:- ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ? (እንግሊዝኛ ወይ ኣምሓርኛ): ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ብምንባር ተሓጐሱ! “እንሆ! ንዅሉ ኤሐድሶ ኣለኹ” (እንግሊዝኛ): ኣብ ስላሴ ክትኣምን ይግብኣካዶ? (እንግሊዝኛ ወይ ኣምሓርኛ): እቲ ንዘለኣለም ዝነብር መለኮታዊ ስም (እንግሊዝኛ): እታ ገነት እተምጽእ መንግስቲ (እንግሊዝኛ ወይ ኣምሓርኛ): ዕላማ ህይወት እንታይ ኢዩ? (እንግሊዝኛ) ከምኡውን እተፍቅሮ ሰብ ክሞተካ ከሎ (እንግሊዝኛ)። መተሓሳሰቢ:- እተን ነዚ ኣብ ላዕሊ ተዘርዚሩ ዘሎ ናይ ወፈራ ጽሑፋት ዘይሓተታ ጉባኤታት በቲ ናይ ዝመጽእ ወርሓዊ ቅጥዒ መሕተቲ ጽሑፋት (S-14) ገይረን ክሓታ ኣለወን።

◼ ኣውራጃዊ ኣኼባ:- እቲ ኣብ ኣዋሳ ክግበር ተባሂሉ ዝነበረ ኣውራጃዊ ኣኼባ ልክዕ ኣብቲ ዕለት እቲ ኣብ ክንዲ ዝኸውን ንዕለት 15–17 መስከረም 1995 ኣብ ሻሸመኔ ክግበር ኢዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ