ነሓሰ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ ነሓሰ 2016 ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት 1-7 ነሓሰ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 87-91 ኣብ ስቱር ቦታ እቲ ልዑል ተቐመጥ ክርስትያናዊ ህይወት ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ርእሶም ወፍዮም ኪጥመቑ ሓግዞም 8-14 ነሓሰ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 92-101 ብግዜ እርጋን ብመንፈሳዊ መዳይ ይለምዑ 15-21 ነሓሰ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 102-105 የሆዋ ሓመድ ምዃንና ይዝክር እዩ 22-28 ነሓሰ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 106-109 “ንየሆዋ ኣመስግንዎ” 29 ነሓሰ–4 መስከረም ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 110-118 “ንየሆዋ እንታይ ውሬታ ኽመልሰሉ እየ፧” ክርስትያናዊ ህይወት ሓቂ ምሃር ክርስትያናዊ ህይወት ኣብ መስከረም ግምቢ ዘብዐኛ ንምዕዳል ዚግበር ፍሉይ ወፈራ