15-21 ነሓሰ
መዝሙር 102-105
መዝሙር 19ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ ሓመድ ምዃንና ይዝክር እዩ”፦ (10 ደቒቕ)
መዝ 103:8-12—የሆዋ፡ ክንንሳሕ ከለና ብምሕረት ይቕረ ይብለልና እዩ (w13 15/6 20 ¶14፣ w12 15/7 16 ¶17)
መዝ 103:13, 14—የሆዋ ንዓቕምና ምሉእ ብምሉእ ይፈልጦ እዩ (w15 15/4 26 ¶8፣ w13 15/6 15 ¶16)
መዝ 103:19, 22—ንምሕረትን ንርሕራሐን የሆዋ ምስ እነማስወሉ፡ ልዑላውነቱ ንምድጋፍ የለዓዕለና (w10 15/11 25 ¶5፣ w07 1/12 21 ¶1)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
መዝ 102:12, 27—ኣብ እንጭነቐሉ እዋን፡ ኣቓልቦና ኣብቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብ ምግባር ብኸመይ ኪሕግዘና ይኽእል፧ (w14 15/3 16 ¶19-21)
መዝ 103:13—የሆዋ ንነፍሲ ወከፍ ልመናና ብኡብኡ ዘይምልሶ ስለምንታይ እዩ፧ (w15 15/4 25 ¶7)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 105:24-45
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g16.4 10-11—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g16.4 10-11—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 164-166 ¶3-4—እቲ ተምሃራይ ነቲ ትምህርቲ ብኸመይ ከም ዚትግብሮ ኼስተውዕል ሓግዞ።
ክርስትያናዊ ህይወት
ንዅሉ እቲ የሆዋ ዝገበረልካ ኣይትረስዓዮ (መዝ 103:1-5)፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣነባብራይ ጸሊአዮ ዘርእስታ ቪድዮ jw.org ብምውላዕ ጀምር። (ኣብ ትሕቲ ABOUT US > ACTIVITIES ርአ።) ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጥሉ፦ ንየሆዋ ኽንውድሶ እንታይ ምኽንያት ኣሎና፧ ሳላ ሕያውነት የሆዋ እንታይ በረኸት ኢና ኣብ መጻኢ እንጽበ፧
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 14 ሕ.ጽ. 10-14፡ ኣብ ገጽ 164-165 ዘላ ሳጹን፡ መመላእታ ጽሑፍ ገጽ 222-223
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 33ን ጸሎትን