ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ነሓሰ ገጽ 4
  • 8-14 ነሓሰ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 8-14 ነሓሰ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ነሓሰ ገጽ 4

8-14 ነሓሰ

መዝሙር 92-101

  • መዝሙር 28ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ብግዜ እርጋን ብመንፈሳዊ መዳይ ይለምዑ”፦ (10 ደቒቕ)

    • መዝ 92:12—ጻድቕ መንፈሳዊ ፍረ ይፈሪ (w07 15/9 32፣ w06 15/7 13 ¶2)

    • መዝ 92:13, 14—ኣረጋውያን፡ ኣካላዊ ጸገም እኳ እንተ ኣለዎም፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ኪለምዑ ይኽእሉ እዮም (w14 15/1 26 ¶17፣ w04 15/5 12 ¶9-10)

    • መዝ 92:15—ኣረጋውያን ዘሕለፍዎ ተመክሮ ተጠቒሞም ንኻልኦት ኬተባብዑ ይኽእሉ እዮም (w04 15/5 12-14 ¶13-18)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 99:6, 7—ሙሴን ኣሮንን ሳሙኤልን ሰናይ ኣብነት ዝዀኑ ስለምንታይ እዮም፧ (w15 15/7 8 ¶5)

    • መዝ 101:2—ኣብ ውሽጢ ቤትና ‘ብንጽህና ልብና ምምልላስ’ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (w05 1/11 24 ¶14)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 95:1–96:13

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g16.4 ገበር—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g16.4 ገበር—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 161-162 ¶18-19—እቲ ተምሃራይ ነቲ ትምህርቲ ብኸመይ ከም ዚትግብሮ ኼስተውዕል ሓግዞ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 4

  • ኣቱም ኣረጋውያን፡ ኣገዳሲ ግደ ኣሎኩም (መዝ 92:12-15)፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣቱም ኣረጋውያን፡ ኣገዳሲ ግደ ኣሎኩም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ናብ tv.jw.org ኣቲኻ ኣብቲ VIDEO ON DEMAND > THE BIBLE ርአ።) ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ግብራዊ ዀይኑ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ሕተቶም። ኣረጋውያን ጥበቦምን ተመክሮኦምን ንመንእሰያት ኬኻፍሉ ኣተባብዓዮም። መንእሰያት ድማ ኣብ ህይወቶም ኣገዳሲ ውሳነ ኣብ ዚገብሩሉ እዋን ሓገዝ ኣረጋውያን ኪሓትቱ ኣተባብዓዮም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 14 ሕ.ጽ. 1-9

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 29ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ