ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ነሓሰ ገጽ 6
  • 22-28 ነሓሰ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 22-28 ነሓሰ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ነሓሰ ገጽ 6

22-28 ነሓሰ

መዝሙር 106-109

  • መዝሙር 2ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንየሆዋ ኣመስግንዎ”፦ (10 ደቒቕ)

    • መዝ 106:1-3—ንየሆዋ ኸነመስግኖ ይግባእ (w15 15/1 8 ¶1፣ w02 1/6 18 ¶19)

    • መዝ 106:7-14, 19-25, 35-39—እስራኤላውያን ሞሳኦም ምስ ኣጥፍኡ፡ ዘይእሙናት ኰኑ (w15 15/1 8-9 ¶2-3፣ w01 15/6 13 ¶1-3)

    • መዝ 106:4, 5, 48—ንየሆዋ ኸነመስግኖ እንኽእለሉ ሓያሎ ምኽንያታት ኣሎና (w11 15/10 5 ¶7፣ w03 1/12 15-16 ¶3-6)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 109:8—ኣምላኽ፡ ትንቢት ምእንቲ ኺፍጸም ኢሉ፡ ይሁዳ ንየሱስ ኣሕሊፉ ኺህቦ ኣቐዲሙ ወሲኑ ነይሩ ድዩ፧ (w00 15/12 24 ¶20፣ it-1 857-858)

    • መዝ 109:31—የሆዋ ‘ኣብ የማን ድኻ ደው ዚብል’ በየናይ መገድታት እዩ፧ (w06 1/9 14 ¶8)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) 106:1-22

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ll 6 —ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ll 7 —ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 179 ¶14-16—እቲ ተምሃራይ ነቲ ትምህርቲ ብኸመይ ከም ዚትግብሮ ኼስተውዕል ሓግዞ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 40

  • የሆዋ ዜድልየና ዘበለ የማልኣልና እዩ (መዝ 107:9)፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ የሆዋ ዜድልየና ዘበለ የማልኣልና እዩ ዘርእስታ ቪድዮ ብምውላዕ ጀምር። (ናብቲ tv.jw.org ኣቲኻ ኣብ ትሕቲ VIDEO ON DEMAND > FAMILY ርአ።) ንሰማዕቲ እንታይ ግብራዊ ትምህርቲ ኸም ዝረኸቡ ሕተቶም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 14 ሕ.ጽ. 15-19፡ ኣብ ገጽ 167 ዘላ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 149ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ