ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሚያዝያ ገጽ 3
  • የሆዋ ንኣተሓሳስባኻን ንኣካይዳኻን ኪቐርጾ ፍቐደሉ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ንኣተሓሳስባኻን ንኣካይዳኻን ኪቐርጾ ፍቐደሉ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ኸም ሰራሕ ካይላ ዀይኑ ኸም ዚቐርጸና ነስተውዕል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • ተግሳጽ የሆዋ ይቕረጽካ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • እቲ ዓብዪ ሰራሕ ካይላ ኪቐርጸካ ትፈቕደሉ ዲኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • ንኣተሓሳስባኻ ዝቐርጾ መን ኢዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሚያዝያ ገጽ 3

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 17-21

የሆዋ ንኣተሓሳስባኻን ንኣካይዳኻን ኪቐርጾ ፍቐደሉ

ሓደ ሰራሕ ካይላ፡ ንኣቕሓ መሬት ቅርጺ የውጽኣሉ

የሆዋ ምእንቲ ኪቐርጸካ ጽቡቕ ምላሽ ሃብ

18:1-11

  • የሆዋ ብምኽሪ ወይ ብተግሳጽ ኣቢሉ ንመንፈሳዊ ባህርያትና ይቐርጾ እዩ

  • ተቐረጽትን እዙዛትን ክንከውን ንደሊ ኢና

  • የሆዋ ኸይፈቶና ሓደ ነገር ክንገብር ኣየገድደናን እዩ

ሓደ ሰራሕ ካይላ ንሓደ ኣቕሓ ብዛዕባ ዚሰርሓሉ መገዲ ሓሳቡ ኪቕይር ይኽእል እዩ

  • የሆዋ ናይ ምምራጽ ናጽነት ስለ ዝሃበና፡ ክንቅረጽ ወይ ከይንቕረጽ ክንመርጽ ንኽእል ኢና

  • የሆዋ ምስ ሰባት ንዘለዎ ርክብ በቲ ንመምርሒኡ ምላሽ ዚህብሉ መገዲ ኣቢሉ የተዓራርዮ እዩ

    እቲ ዓብዪ ሰራሕ ካይላ ኸም ዚቐርጸና ዘርኢ ኣብነት፦ ሓደ ሓው ካብ ክልተ ሽማግለታት ይርሕቕ፡ ጸኒሑ ግና ምሳታቶም ንምዝርራብ ይምለስ

የሆዋ በየናይ መገድታት ክቐርጸኒ እየ ዝደሊ፧

ትፈልጥዶ፧

ኣብ ጥቓ ሳርማ ዘሎ ስብርባር ኣቕሓ መሬት

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ፡ መሬት ኣብ ኵሉ ቦታ እዩ ዚርከብ ነይሩ። ጥሉል እንተ ዀይኑ ድማ ልምሉምን ተዓጻጻፍን ስለ ዚኸውን ቅርጺ ኸተውጽኣሉ ቐሊል እዩ፣ ነቲ ቕርጺ ሒዙ ኺጸንሕ እውን ይኽእል እዩ። ይኹን እምበር፡ መሬት ዋላ እውን ፈንከው ኢሉ እንተ ደረቐ፡ ተሪር ኣይኰነን።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ