ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/14 ገጽ 8
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ኣብ ግራት ኣገልግሎት ክትጥቀመሉ እትኽእል ኣቀራርባ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2005
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 12/14 ገጽ 8

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ግምቢ ዘብዐኛ 1 ጥሪ

“ኣብ መንግስትታት ዚርአ ብልሽውና መፍትሒ ዘይተረኽቦ ሽግር ኰይኑ ዝጸንሐ እዩ ዚመስል። ከምኡ ዝዀነ ስለምንታይ ይመስለካ፧ [መልሲ ተጸበ።] እዛ ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ እዚኣ ኣገዳሲት ኰይና እየ ረኺበያ። [መክብብ 7:20 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ናይ ብልሽውና መፍትሒ እንታይ ምዃኑ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ትገልጽ። እዚኣ ንዓኻ እያ። በጃኻ ግዜ ወሲድካ ኣንብባ።”

ንቕሑ! ጥሪ

“ብዙሓት ሰባት፡ ፍልቀት ብዛዕባ መበቈል ህይወት ከም ዚገልጽ ይኣምኑ፡ ገሊኦም ግና ይጠራጠሩ እዮም። ህይወት ብኸመይ ዝጀመረ ይመስለካ፧ [መልሲ ተጸበ።] ዓሰርተታት ዓመታት ዝወሰደ መጽናዕቲ፡ ህይወት ኣቐዲሙ ኻብ ዝጸንሐ ህይወት ከም ዝመጸ እዩ ዚገልጽ። እዚ መግለጺ ድማ፡ ምስ እዚ ዚስዕብ ሓሳብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚሰማማዕ እዩ። [መዝሙር 36:9 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ብዙሓት ሰባት ህይወት ኣዝዩ እተሓላለኸን ዜደንቕን ብምዃኑ፡ ካብ ፍልቀት ኪመጽእ ከም ዘይኽእል ዝደምደምሉ ምኽንያት እንታይ ምዃኑ ትገልጽ።”

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ