ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሓምለ ገጽ 10
  • የሆዋ ንኣንስቲ ኸም ዚሓልየለን እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ንኣንስቲ ኸም ዚሓልየለን እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ብኸመይ እዩ ኺምለኽ ዚደሊ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ብጽድቂ ንምፍራድ ዚሕግዝ ስርዓታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ንድኻታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ኣብ ‘ዘለኣለማውያን ቀላጽም’ የሆዋ መዕቈቢ ድለ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሓምለ ገጽ 10
ሓንቲ እስራኤላዊት ሰበይቲ ኣብ ግራት ቀሪም ትቕርም።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ ንኣንስቲ ኸም ዚሓልየለን እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧

ሓንቲ መርዓት ሰብኣያ ንሓደ ዓመት ኣብ ሰራዊት ስለ ዘየገልግል፡ ካብኣ ኣይፍለን እዩ (ዘዳ 24:5፣ it-2 1196 ¶4)

መበለታት ብስጋዊ ዜድልየን ምእንቲ ኺረኽባ ምድላዋት ይግበረለን ነበረ (ዘዳ 24:19-21፣ it-1 963 ¶2)

ውላድ ዘይብላ መበለት፡ እትወልደሉ መሰናድዎ ነይሩ እዩ (ዘዳ 25:5, 6፣ w11 1/3 23)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ኣብ ስድራ ቤተይን ኣብ ጉባኤይን ንደቂ ኣንስትዮ፡ ሓልዮትን ኣኽብሮትን ከርእየን ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ