ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/15 ገጽ 1
  • መደብ 12 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 12 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 12 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 10/15 ገጽ 1

መደብ 12 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

12 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 24ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

w10 15/8፡ ገጽ 30-32፡ ሕ.ጽ. 10-20 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ዜና መዋእል 5-7 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 1 ዜና መዋእል 6:48-60 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ኣጋንንቲ ዓለወኛታት መላእኽቲ እዮም—td 40ሐ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኤሊሁ—ፍረ ነገር፦ ናይ ሓቂ ኣዕሩኽ፡ ሓቂ ይዛረቡ—w07 1/9 13፣ w06 15/8 28, 29 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ‘ሱር ስደዱን ብእምነት ጽንዑን።’—ቈሎ. 2:6, 7።

መዝሙር 20

10 ደቒቕ፦ ‘ሱር ስደዱን ብእምነት ጽንዑን።’ ኣብ ወርሓዊ ፍረ ነገር እተመስረተ መደረ። ‘ሱር ስደዱን ብእምነት ጽንዑን’ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ ነዚኸ ብኸመይ ክንፍጽሞ ንኽእል፧ (ናይ 1 ሰነ 1998 ግምቢ ዘብዐኛ ኣብ ገጽ 10-12 ርአ።) ንቈሎሴ 2:6, 7፣ ንእብራውያን 6:1፣ ከምኡ እውን ንይሁዳ 20, 21 ኣንቢብካ፡ ኣወዓዕላአን ግለጽ። ነቲ ኣብዚ ወርሒ እዚ ኣብ ኣኼባ ኣገልግሎት ዚቐርብ እተወሰነ ኽፍልታት ብምጥቃስ ምስቲ ፍረ ነገር ብኸመይ ከም ዚተሓሓዝ ግለጽ።

20 ደቒቕ፦ “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስካ ጽቡቕ ልማድ መጽናዕቲ ኼማዕብሉ ኣሰልጥኖም።” ምይይጥ። ሓደ ተመክሮ ዘለዎ ኣስፋሒ ንተምሃራዩ ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ ተጠቒሙ ንሓደ ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ መልሲ ኺረኽበሉ ኸም ዚኽእል ኬርእዮ ኸሎ ዜርኢ መርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር።

መዝሙር 43ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ