ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 8/15 ገጽ 4
  • መደብ 7 መስከረም እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 7 መስከረም እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 7 መስከረም እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 8/15 ገጽ 4

መደብ 7 መስከረም እትጅምር ሰሙን

7 መስከረም እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 3ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

ol ትምህርቲ 8፡ ሕጡብ ጽሑፋት 5-13 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ነገስት 12-15 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 2 ነገስት 13:12-19 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ዶርቃስ—ፍረ ነገር፦ ናይ ሓቂ ክርስትያናት ብሰናይ ግብሪ ዕዙዛት እዮም—bt 66-67 ሳጹን፣ w11 15/1 20 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ድሕነት ካብ ኣምላኽ ዚርከብ ኰይኑ፡ ብመስዋእቲ በጃ የሱስ ኣቢሉ ይርከብ—td 39ሀ (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ‘ኣነን ቤተይን ግና ንየሆዋ ኢና እነገልግል።’ —እያ. 24:15።

መዝሙር 11

10 ደቒቕ፦ እንታይ ዓሚምና፧ ምይይጥ። ኣስፋሕቲ፡ ነቲ ኣብታ፡ “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንሓደስቲ ኣስፋሕቲ ኣሰልጥን” ዘርእስታ ዓንቀጽ ዚርከብ ነጥብታት ኣብ ግብሪ ብምውዓሎም ብዛዕባ ዝረኸብዎ ጥቕሚ ንኺገልጹ ዓድሞም፣ ምስኡ እተተሓሓዘ ጽቡቕ ተመክሮ እንተ ኣልይዎም ኬዘንትዉ ድማ ሕተቶም።

10 ደቒቕ፦ ኣቱም ስድራ ቤታት፡ ኣብ ኣኼባታት ጉባኤ ምእካብ ልማድ ትገብርዎዶ ኣለኹም፧ ኣብ እብራውያን 10:24, 25 ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ቈልዑ ንዘለዉዋ ሓንቲ ስድራ ቤት ቃለ መጠይቕ ግበረላ። ርእሲ እታ ስድራ ቤት፡ ኣኼባታት ቀዳምነት ዚውሃቦ ጕዳይ ከም ዝዀነ ብኸመይ እዩ ዜርኢ፧ ነፍሲ ወከፍ ኣባል ስድራ ቤት፡ እታ ስድራ ቤት ብስሩዕ ምእንቲ ኽትእከብ ብኸመይ ኣበርክቶ ኺገብር ይኽእል፧ ኣብ ኣኼባ ንዚህብዎ ሓሳብ ዚዳለዉሉ መዓስ እዮም፧ ካብ ኣኼባ ንኸየብኩሩ እንታይ መስዋእትታት እዮም ዚኸፍሉ፧ ንዅሎም፡ ኣብ ኣኼባ ኺእከቡን ብስሩዕ ኪሳተፉን ኣተባብዓዮም።

10 ደቒቕ፦ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ንኣዝማድካ ኽትዘርኣሎም ትኽእልዶ፧ (ግብ. 10:24, 33, 48) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2015 (እንግሊዝኛ)፡ ኣብ ገጽ 87፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1-2፣ ከምኡ እውን ኣብ ገጽ 90፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1-3 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ካብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

መዝሙር 21ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ