ምልክታታት
◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ነሓሰ፦ ብስራት ኣምላኽ። መስከረምን ጥቅምትን፦ መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን። ሕዳር፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ወይ እዘን ዚስዕባ ትራክትታት፦ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧ (T-30)፡ ንመጻኢ ብኸመይ ኢኻ እትርእዮ፧ (T-31)፡ መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት እንታይ እዩ፧ (T-32)፡ ንዓለም ዚቈጻጸራ ዘሎ መን እዩ፧ (T-33)፡ መከራ የኽትም ደዀን ይኸውን፧ (T-34)፡ ምዉታት ኪትንስኡ ድዮም፧ (T-35)፡ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧ (T-36)።
◼ ካብ መስከረም ኣትሒዙ፡ ሓለውቲ ወረዳ “መገድታት ኣምላኽ ብሓቂዶ ጠቓሚ እዩ፧” ዜርእስቱ መደረ ኬቕርቡ እዮም።