ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 8/15 ገጽ 3
  • መደብ 31 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 31 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 31 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 8/15 ገጽ 3

መደብ 31 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

31 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 42ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

ol ትምህርቲ 8፡ ሕጡብ ጽሑፋት 1-4፡ ኣብ ገጽ 25 ከምኡ እውን ኣብ ገጽ 28 ዘሎ ሳጹናት (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ነገስት 9-11 (8 ደቒቕ)

ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት (20 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ‘ኣነን ቤተይን ግና ንየሆዋ ኢና እነገልግል።’ —እያ. 24:15።

መዝሙር 1

10 ደቒቕ፦ ኣብ መስከረም መጽሔታት ዓድል። ምይይጥ። ነቲ ኣብዚ ገጽ እዚ ዘሎ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ተጠቒምካ፡ እተን መጽሔታት ብኸመይ ኪዕደላ ኸም ዚኽእላ መርኣያ ብምቕራብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ንነፍሲ ወከፍ ኣቀራርባ ተንትኖ።

10 ደቒቕ፦ ‘ምግቢ በብግዜኡ’ ትረክብዶ ኣሎኻ፧ ኣብ ናይ 15 ነሓሰ 2014 ግምቢ ዘብዐኛ፡ ኣብ ገጽ 3-5 ኣብ ዘሎ ዓንቀጽ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ንዅሎም ኣስፋሕቲ፡ ነቲ ዚረኽብዎ መንፈሳዊ መግቢ ብግቡእ ኪጥቀምሉ ኣተባብዓዮም።

10 ደቒቕ፦ ኣብ ዓመት ኣገልግሎት 2016 ኽትበጽሖ እትደሊ፡ እንታይ መንፈሳዊ ሸቶታት ኣሎካ፧ ኣብታ እተወደበ እትብሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 118፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ሰብ ሓዳር ዝዀኑ ሰብኣይን ሰበይትን ብዛዕባ ኣብ ሓድሽ ዓመት ኣገልግሎት ዚህልዎም መንፈሳዊ ሸቶታት ኪመያየጡ ኸለዉ ዜርኢ መርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር።

መዝሙር 10ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ