መደብ 24 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
24 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 21ን ጸሎትን
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
ol ትምህርቲ 7፡ ሕጡብ ጽሑፋት 9-17 (30 ደቒቕ)
ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ነገስት 5-8 (8 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ 2 ነገስት 6:20-31 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ምልክታት ዳሕሮት መዓልትታት ብንቕሓት ክንከታተል ኣሎና—td 38ለ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ዶኤግ—ፍረ ነገር፦ ካብቶም ሕማቕ ዚፈትዉ ተጠንቀቑ—w11 15/9 11 ሕ.ጽ. 16፣ w07 1/5 15-16 ሕ.ጽ. 8-10 (5 ደቒቕ)
ኣኼባ ኣገልግሎት፦
ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ‘ኣነን ቤተይን ግና ንየሆዋ ኢና እነገልግል።’ —እያ. 24:15።
15 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።
15 ደቒቕ፦ ንኣምልኾ ስድራ ቤትካ ብኸመይ ከተመሓይሾ ትኽእል፧ ኣብ ናይ ጥሪ 2011 ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ ኣብ ገጽ 6 ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ነቲ ኣብ jw.org ዚወጽእ “Family Worship Projects” (“ንጥፈታት ኣምልኾ ስድራ ቤት”) ዚብል እተፈላለየ ንጥፈታት ኣቕልበሉ። (ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ።) ኣምልኾ ስድራ ቤት ምስ ድሌት ሓንቲ ስድራ ቤት ብዚሰማማዕ መገዲ ኪቐርብ ኣለዎ ኸምኡ እውን ኣብ የሆዋን ኣብ ተስፋታቱን እምነት ከም ዚሓድረካ ዚገብር ኰይኑ ኪቐርብ ከም ዘለዎ ኣጕልሕ።
መዝሙር 1ን ጸሎትን