ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/15 ገጽ 3
  • መደብ 29 ሰነ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 29 ሰነ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 29 ሰነ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 6/15 ገጽ 3

መደብ 29 ሰነ እትጅምር ሰሙን

29 ሰነ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 9ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

ol ትምህርቲ 3፡ ሕጡብ ጽሑፋት 18-24 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ነገስት 3-6 (8 ደቒቕ)

ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ “እተን ጥንታውያን መዓልትታት ዘክር።”—ዘዳ. 32:7።

መዝሙር 21

15 ደቒቕ፦ ኣብ ሓምለ ዚዕደል ጽሑፍ። ምይይጥ። ትሕዝቶ እቲ ዚዕደል ጽሑፋት ኣሕጽር ኣቢልካ ግለጽ፣ ሓደ ኣስፋሒ ንሓደ ሓድሽ ኣስፋሒ እንታይ ኣቀራርባ ኸም ዚጥቀም ኪሕግዞ ኸሎ ዜርኢ መርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር።

15 ደቒቕ፦ ካብ መጽሓፍ ዓመት 2015 (እንግሊዝኛ) ተጠቐም። ምይይጥ። ነታ ኣብ ናይ ሚያዝያ 2015 ሕታም እዛ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ኣብ ገጽ 11 እትርከብ “ካብ ኣመሓዳሪ ኣካል እተላእከት ደብዳበ” ተመያየጠላ። ሰማዕቲ ብዛዕባ እቲ ጕሉሕ መዳያት ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም። ኵሎም ነታ መጽሓፍ ዓመት ኬንብብዋ ብምትብባዕ ዛዝም።

መዝሙር 14ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ