ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/15 ገጽ 3
  • መደብ 22 ሰነ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 22 ሰነ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 22 ሰነ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 6/15 ገጽ 3

መደብ 22 ሰነ እትጅምር ሰሙን

22 ሰነ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 51ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

ol ትምህርቲ 3፡ ሕጡብ ጽሑፋት 9-17 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ነገስት 1-2 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 1 ነገስት 1:15-27 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ባህርያት ኣምላኽ—td 35ሐ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ካሌብ—ፍረ ነገር፦ የሆዋ ነቶም ምሉእ ብምሉእ ዚስዕብዎ የሐይሎም—w04 15/5 11-12፣ w08 15/2 5 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ “እተን ጥንታውያን መዓልትታት ዘክር።”—ዘዳ. 32:7።

መዝሙር 28

15 ደቒቕ፦ እንታይ ዓሚምና፧ ብጸሓፊ ዚቐርብ ምይይጥ። ኣብ ወቕቲ በዓል ዝኽሪ እንታይ ከም እተዓምመ ግለጽ፣ ነታ ጉባኤ ኸኣ በቲ ዝገበረቶ ንጥፈታት ንኣዳ። ንሰማዕቲ፡ ወረቐት ዕድመ ድራር ጐይታ ኺዕድሉ ኸለዉ ንዝረኸብዎ ተመክሮ ኺዛረቡ ዓድሞም።

15 ደቒቕ፦ ብኢድካ ዝሕዘካ ብኸመይ እዩ፧ (ኢሳ. 41:13) ኣብ ጉባኤኻ ንዚርከቡ ንየሆዋ ንነዊሕ እዋን ብተኣማንነት ዘገልገሉ ሓደ ወይ ክልተ ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም። የሆዋ፡ ኣብ ኣገልግሎቶም ንዘጋጠሞም ብድሆታት ኪዋጽኡሉ ብኸመይ ከም ዝሓገዞም ሕተቶም።

መዝሙር 16ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ