ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/14 ገጽ 4
  • 2 ሰነ እትጅምር ሰሙን መደብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 2 ሰነ እትጅምር ሰሙን መደብ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 2 ሰነ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 5/14 ገጽ 4

2 ሰነ እትጅምር ሰሙን መደብ

2 ሰነ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 55⁠ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 7 ¶7-13 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘጸኣት 38-40 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘጸኣት 40:20-38 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ምድሪ ፈጺማ ኣይክትጠፍእን ወይ ኣይክትባድምን እያ—td 14ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣብርሃም—ፈቃር—w12 1/1 ገጽ 10 ¶4–ገጽ 11 ¶4 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 48

10 ደቒቕ፦ ኣብ ሰነ ዚዕደል መጽሔታት። ምይይጥ። ፈለማ፡ ኣብዚ ገጽ እዚ ኻብ ዘሎ ኽልተ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት ተጠቒምካ፡ እተን መጽሔታት ብኸመይ ኪዕደላ ኸም ዚኽእላ መርኣያ ኣቕርብ። ድሕሪኡ፡ ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት፡ ካብ መጀመርታ ኽሳዕ መወዳእታ ኣነጺርካ ግለጾ። ኵሎም ምስተን መጽሔታት ኣጸቢቖም ኪላለዩን ኣብ ምዕዳል እዘን መጽሔታት ብውዕዉዕ ስምዒት ኪካፈሉን ብምትብባዕ ደምድም።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ እንታይ ዓሚምና፧ ምይይጥ። ኣስፋሕቲ ኻብቲ፡ “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—መእተዊ ብኸመይ ከም እትዳሎ” ዚብል ክፋል ብኸመይ ከም እተጠቕሙ ኺገልጹ ዓድሞም። ጽቡቕ ተመክሮ እንተ ኣልይዎም ንኼዘንትዉ ድማ ሕተቶም።

መዝሙር 44⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ