ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/14 ገጽ 6
  • 28 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን መደብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 28 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን መደብ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 28 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 4/14 ገጽ 6

28 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን መደብ

28 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 35⁠ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 6 ¶1-6 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘጸኣት 19-22 (10 ደቒቕ)

ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት (20 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 37

5 ደቒቕ፦ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምጅማር ኣተኵር። መደረ። ኣብ ግንቦት ኣብታ ቐዳመይቲ ቐዳም ንኣገልግሎት ወፍሪ እተገብረ ምድላዋት ግለጽ። ኵሎም ኣብዚ ዕዮ እዚ ንኺካፈሉ ኣተባብዓዮም። ንናይ ቀረባ እዋን ግምቢ ዘብዐኛ እተዳለወ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ተጠቒምካ፡ ሓጺር መርኣያ ኣቕርብ።

15 ደቒቕ፦ “ብሓድሽ መልክዕ እተዳለዋ ትራክትታት።” ሕቶታትን መልስታትን። ሓንቲ ኻብተን ሓደስቲ ትራክትታት ካብ ቤት ናብ ቤት ብኸመይ ከም እትብርከት ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ፣ ድሕሪኡ ድማ ንሓደ ተገደስነት ዘርኣየ ሰብ ተመላሊስካ ምብጻሕ ኪግበረሉ ኸሎ፡ እቲ ዝርርብ ብኸመይ ኪቕጽል ከም ዚኽእል ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ “መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኸተጀምር እትሕግዝ ሓዳስ ቪድዮ።” መደረ። ንሰማዕቲ፡ ነታ ቪድዮ ወይ ነቲ ቕዳሕ ኣውድዮ ወሊዕካ ኣስምዓዮም። ነታ ቪድዮ ኺጥቀሙላ ዚኽእሉ ኻልእ መገዲ እንተ ኣልዩ ሓሳብ ኪህቡ ድማ ዓድሞም።

መዝሙር 28⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ