ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 8/13 ገጽ 4
  • 2 መስከረም እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 2 መስከረም እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 2 መስከረም እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 8/13 ገጽ 4

2 መስከረም እትጅምር ሰሙን

2 መስከረም እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 47⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 26 ¶1-8፡ ኣብ ገጽ 204 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ቈረንቶስ 1-9 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 1 ቈረንቶስ 4:18–5:13 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ኣብ ኵሉ ሃይማኖታት “ጽቡቕ ” ምህላዉ፡ ሞገስ ኣምላኽ ኣየረጋግጽን—td 1መ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ክርስትያናት ኪሓሙ ኸለዉ ሓጐሶም ዚዕቅቡ ብኸመይ እዮም፧—ፊል. 4:6, 7 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 3

10 ደቒቕ፦ ኣብ መስከረም መጽሔታት ንምዕዳል ዚጠቅም ሓሳባት። ምይይጥ። እተን መጽሔታት ኣብ ክልኹም ሰፊሕ ተቐባልነት ኪህልወን ዚኽእለሉ ምኽንያት፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ደቒቕ ግለጽ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ፡ ነቲ ተኸታታሊ ኣርእስትታት ገበር ግምቢ ዘብዐኛ ተጠቒሞም እንታይ ተገዳስነት ዜለዓዕል ሕቶ ኺሓትቱ ኸም ዝሓሰቡ ኺገልጹ ዓድሞም። ድሕሪኡ፡ ነየነይቲ ጥቕሲ ኼንብቡ ኸም ዝወሰኑ ኺገልጹ ዓድሞም። ነቲ ተኸታታሊ ኣርእስትታት ገበር ንቕሑ! እውን ከምኡ ግበር፣ ግዜ እንተ ኣልዩ ድማ ካብ ሓዲኡ መጽሔት ካልእ ዓንቀጽ ወስኽ። ነፍሲ ወከፍ መጽሔት ብኸመይ ክትብርከት ከም እትኽእል ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ ንኣብነት በርናባስ ቅድሓዮ። ምይይጥ። ንኣብነት በርናባስ ምቕዳሕ ከም ወንጌላውያን መጠን ብኸመይ ኪጠቕመና ኸም ዚኽእል ሓሳብ ንኺህቡ፡ ንሰማዕቲ ዓድሞም።

መዝሙር 32⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ