ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 8/13 ገጽ 3
  • 26 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 26 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 26 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 8/13 ገጽ 3

26 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

26 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 18⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 25 ¶14-21 (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ሮሜ 13-16 (10 ደቒቕ)

ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት (20 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 11

10 ደቒቕ፦ “ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምጅማር ኣተኵር።” መደረ። ድሕሪኡ፡ ኣብ መስከረም፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተጀምር ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። ኵሎም ኣብዚ ዕዮ እዚ ንኺካፈሉ ኣተባብዓዮም።

10 ደቒቕ፦ እቲ ብስራት ዚስበኸሉ ሜላታት—ናይ ጕጅለን ብሕታዊ ኽልን። ኣብታ እተወደበ እትብሃል መጽሓፍ፡ ካብ ገጽ 102፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3፡ ክሳዕ ገጽ 104፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ኣብታ ጉባኤ ኽሊ ንምሕታትን ንምሽፋንን ብዛዕባ እተገብረ መሰናድዎ ምእንቲ ኺገልጽ፡ ንኣገልጋሊ ኽሊ ቓለ መጠይቕ ግበረሉ።

10 ደቒቕ፦ ነብያት ሓሶት ዘይኰንናሉ ምኽንያት። ኣብታ ሪዝኒንግ እትብሃል መጽሓፍ፡ ካብ ገጽ 136 ሕጡብ ጽሑፍ 2፡ ክሳብ መወዳእታ ገጽ 137 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሓደ ኻብቲ ኣብ ገጽ 137 ተጠቒሱ ዘሎ ርእይቶ ተጠቒምካ፡ ሓደ መርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 43⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ