ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/13 ገጽ 4
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብታ ወርሒ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኸተጀምር ከምዚ ዚስዕብ ክትብል ትኽእል ኢኻ፦
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 5/13 ገጽ 4

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብታ ወርሒ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኸተጀምር ከምዚ ዚስዕብ ክትብል ትኽእል ኢኻ፦

“መብዛሕትኦም ዘዘራረብናዮም ሰባት፡ ኣብ ዓለም ሰላም ኪርእዩ ይደልዩ እዮም። ኰይኑ ግና፡ ሕጂ እውን እንተ ዀነ ውግእ ኣሎ። ኣብ ዓለም ሰላም እተሳእነ ስለምንታይ ይመስለካ፧” መልሲ ተጸበ። ነቲ ብዓል ቤት፡ ነታ ኣብ ናይ 1 ሰነ ግምቢ ዘብዐኛ፡ ኣብ ዳሕረዋይ ገጽ እትርከብ ዓንቀጽ ኣርእዮ እሞ፡ ኣብ ትሕቲ እታ ናይ መጀመርታ ሕቶ ንዘሎ ሓሳባትን እንተ ወሓደ ንሓደ ኻብቲ ጥቕስታትን ተመያየጡሉ። ነተን መጽሔታት ኣበርክተሉ፣ ነታ ስዒባ ዘላ ሕቶ ምእንቲ ኽትመያየጡላ ድማ፡ ቈጸራ ግበር።

መዘኻኸሪ፦ እዛ ኣቀራርባ እዚ፡ ኣብታ ወርሒ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም ኣብ ዚግበር ኣኼባ ኣገልግሎት ወፍሪ ብመርኣያ ኪቐርብ ኣለዎ።

ግምቢ ዘብዐኛ 1 ሰነ

“ብዛዕባ ሓደ እተለምደ ጸገም ኣሕጺርና ንኽንመያየጥ ኢልና ንማሕበረ ሰብና ንበጽሖም ኣለና። ጽልኢ ዘየጋጥሞ ሰብ ዳርጋ የለን ኪብሃል ይከኣል እዩ። ኣብ ዓለም ጽልኢ ዘይብሉ ቦታ ዘሎዶ ይመስለካ፧ [መልሲ ተጸበ።] ኣምላኽ ንዅሎም ሰባት ብኸመይ ከም ዚርእዮም ኣስተብህል። [ግብሪ ሃዋርያት 10:34 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ኣምላኽ ንጽልኢ ብኸመይ ሓንሳእን ንሓዋሩን ከም ዜጥፍኦ ትገልጽ።”

ንቕሑ! ሰነ

“ብዛዕባ ሓደ ነገር እንታይ ርእይቶ ኸም ዘሎካ ኽንፈልጥ ምደለና። ዝሓሸ ናብራ ኺህልወና ኽንደሊ ባህርያዊ እዩ። እሞኸ፡ ብዙሕ ስጋዊ ነገራት ብምዕዳግ ነዚ ኽንበጽሖ እንኽእልዶ ይመስለካ፧ [መልሲ ተጸበ።] ነዚ ዚስዕብ የሱስ እተዛረቦ ዕምቈት ዘለዎ ዘረባ እሞ ኣስተብህለሉ። [ሉቃስ 12:15 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ብዛዕባ ስጋዊ ነገራት ሚዛናዊ ኣመለኻኽታ ንኺህልወና ትሕግዘና፡ ንወጻኢታትና ብኸመይ ክንቈጻጸሮ ኸም እንኽእል ዚሕብር ሓጋዚ ርእይቶ እውን ትህብ።”

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ