ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/12 ገጽ 4
  • መደብ 5 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 5 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 5 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 2/12 ገጽ 4

መደብ 5 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

5 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 45⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cf ምዕ. 18 ሕ.ጽ. 19-23፡ ኣብ ገጽ 191 ዘላ ሳጹን (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኤርምያስ 1-4 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ኤርምያስ 3:14-25 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ንስም የሆዋ ምጻርና ዜሐብነና ስለምንታይ እዩ፧—ኢሳ. 43:12 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ምድሪ፡ ፈጺማ ኣይክትጠፍእን ወይ ኣይክትባድምን እያ—td 15ለ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 40

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ካብ ናይ 2012 ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ መዓልቲ ምምርማር ተጠቐም። ነቲ መቕድም ኣሕጽር ኣቢልካ ብመልክዕ መደረ ኣቕርቦ። ድሕሪኡ፡ ሰማዕቲ ጥቕሲ ዕለት ንምምርማር ዝመደብዎ ግዜን ብምምርማሮም ዝረኸብዎ ጥቕምን ንኺገልጹ ዓድሞም። ብዛዕባ ጥቕሲ ዓመት 2012 ብምምይያጥ ዛዝም።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ ኣብ መጋቢት መጽሔታት ንምዕዳል ዚጠቅም ርእይቶታት። ምይይጥ። ንሓደ ወይ ንኽልተ ደቓይቕ ኣብ ክልኹም ሰፊሕ ተቐባልነት ኪህልወን ብዛዕባ ዚኽእል ዓንቀጻት ግለጽ። ድሕሪኡ፡ ሰማዕቲ ነቲ ተኸታታሊ ኣርእስትታት ገበር ግምቢ ዘብዐኛ ተጠቒሞም፡ እንታይ ተገዳስነት ዜለዓዕል ሕቶ ኺሓትቱ ኸም ዝሓሰቡን ነየነይቲ ጥቕሲ ኼንብቡ ኸም ዝወሰኑን ኪገልጹ ዓድሞም። ነቲ ተኸታታሊ ኣርእስትታት ገበር ንቕሑ! እውን ከምኡ ግበር፣ ግዜ እንተ ኣልዩ ድማ ካብ ሓዲኡ መጽሔት፡ ካልእ ዓንቀጽ ወስኽ። ነፍሲ ወከፍ ሕታም ብኸመይ ክትብርከት ከም እትኽእል ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 28⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ