ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/12 ገጽ 2
  • መደብ 16 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 16 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 16 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 1/12 ገጽ 2

መደብ 16 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

16 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 44⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cf ምዕ. 16 ¶7-14 (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኢሳይያስ 34-37 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ኢሳይያስ 35:1-10 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ኣብ የሆዋ ኽንውከል ግቡእ እዩ—መዝ. 25:1-5 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ምስሊ ዀነ ሓወልቲ ንኣምልኾ ምጥቃም፡ ንኣምላኽ ውርደት እዩ—td 13ሀ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 2

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

15 ደቒቕ፦ ንኣረኣእያ እቲ ሓታቲ ኣስተውዕለሉ። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ገጽ 66፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1፡ ክሳዕ ገጽ 68፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3 ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ሓደ ኣስፋሒ ሓጺር መርኣያ ከም ዜቕርብ ግበር። እቲ ኣስፋሒ ሕቶ ምስ ቀረበሉ፡ ብኡንብኡ ብዛዕባ ኣረኣእያ እቲ ብዓል ቤትን ብዛዕባ እቲ ኼተሓሳሰቦ ዚኽእል ነገርን እናሓሰበ ምስ ነብሱ ይዛረብ፣ ድሕሪኡ ብቑዕ መልሲ ይህብ።

15 ደቒቕ፦ ኣብ ማእከል ኣህዛብ ኣኻይዳኹም ኣጸብቑ። (1 ጴጥ. 2:12) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2011 (እንግሊዝኛ)፡ ካብ ገጽ 124፡ ሕ.ጽ. 1-2፡ ክሳዕ ገጽ 150፡ ሕ.ጽ. 1-6 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ ኻብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

መዝሙር 17⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ