ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/12 ገጽ 2
  • መደብ 23 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 23 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 23 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 1/12 ገጽ 2

መደብ 23 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

23 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 11⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cf ምዕ. 16 ¶15-20 ገጽ 171 ሳጹን (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኢሳይያስ 38-42 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ኢሳይያስ 39:1–40:5 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ምስልታት ምምላኽ ንህዝቢ እስራኤል ጥፍኣት ኣስዓበሎም—td 13ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ መለኮታዊ ትምህርቲ ዘለዎ ሓለፋ—ፊል. 3:8 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 37

10 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ኣብ ወርሒ ለካቲት ዚዕደል ጽሑፋት ጥቐስ፣ ሓንቲ ወይ ክልተ መርኣያ ድማ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ እንታይ ንመሃር፧ ምይይጥ። ማርቆስ 10:17-30 ኣንብብ። እዘን ጥቕስታት እዚኣተን ኣብ ኣገልግሎት ብኸመይ ኪሕግዛና ኸም ዚኽእላ ኸኣ ግለጽ።

15 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

መዝሙር 2ን ጸሎት⁠ን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ