ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/11 ገጽ 4
  • መደብ 2 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 2 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 2 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 12/11 ገጽ 4

መደብ 2 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

2 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 21⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cf ምዕ. 15 ¶17-20፡ ገጽ 160 ሳጹን (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራሲያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኢሳይያስ 24-28 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ኢሳይያስ 27:1-13 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ የሆዋ ኸም ዜፍቅረካ ፈጺምካ ኣይትጠራጠር—ኢሳ. 57:15 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ተመላሊስካ ምብጻሕ ምግባርን ከየቋረጽካ ምምስካርን የድሊ—td 12ለ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 32

10 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ካብቲ ኣብዚ ቐረባ እዋን ዝወጸ ሕታማት ግምቢ ዘብዐኛ ተጠቒምካ፡ ኣብ ወርሒ ጥሪ ቐዳመይቲ ቐዳም መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተጀምር መርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

15 ደቒቕ፦ ኣብ ጥሪ መጽሔታት ንምዕዳል ዚጠቅም ሓሳባት። ምይይጥ። ንሓደ ወይ ንኽልተ ደቓይቕ ኣብ ክልኹም ሰፊሕ ተቐባልነት ኪህልወን ብዛዕባ ዚኽእል ዓንቀጻት ግለጽ። ድሕሪኡ፡ ሰማዕቲ ነቲ ተኸታታሊ ኣርእስትታት ገበር ግምቢ ዘብዐኛ ተጠቒሞም፡ እንታይ ተገዳስነት ዜለዓዕል ሕቶ ኺሓቱ ኸም ዝሓሰቡን ነየነይቲ ጥቕሲ ኼንብቡ ኸም ዝወሰኑን ኪገልጹ ዓድሞም። ነቲ ተኸታታሊ ኣርእስትታት ገበር ንቕሑ! እውን ከምኡ ግበር፣ ግዜ እንተ ኣልዩ ድማ ካብ ሓዲኡ መጽሔት፡ ካልእ ዓንቀጽ ወስኽ። ኣስፋሕቲ ኣብ ናይ ንግዲ ቦታታት፡ መጽሔት ንቕሑ! ንምዕዳል ፍሉይ ጻዕሪ ንኺገብሩ ኣተባብዓዮም። ብጉባኤ እንታይ ምድላዋት ከም እተገብረ ሓሳብ ኪህብ፡ ንሓላው ኣገልግሎት ዓድሞ። ነፍሲ ወከፍ መጽሔት ብኸመይ ከም እትዕደል መርኣያ ኣቕርብ። መጽሔት ንቕሑ! ንምዕዳል ኣብ ዚቐርብ መርኣያ፡ ኣብ ናይ ንግዲ ቦታታት ብኸመይ ከም እትዕደል ኣርኢ።

መዝሙር 3⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ