ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/11 ገጽ 4
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 12/11 ገጽ 4

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ታሕሳስ፦ ኣብ ምድሪ ይነብሩ ካብ ዝነበሩ እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ። እቶም ሰብ ቤት ቈልዑ እንተ ኣልዮምዎም፡ ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር ወይ መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት ክትዕድል ትኽእል ኢኻ። ጥሪ፡- መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ኣብ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጀምር ጻዕሪ ግበር። ለካቲት፦ መፍትሕ ሓጐስ ስድራቤት። መጋቢት፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ኣብ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጀምር ጻዕሪ ግበር።

◼ ኣብ ዓመት 2013፡ በዓል ዝኽሪ፡ ሰሉስ መጋቢት 26 ጸሓይ ምስ ዓረበት ኪኽበር እዩ።

◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ፦ ካብ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት ተጠቐም ብኦሮምኛ፣ ፍቕሪ ኣምላኽ ብሲዳምኛ፣ መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታት—1ይ ጥራዝ ብእንግሊዝኛ፣ ብሮሹር ንኣምላኽ ስምዓዮ ብሲዳምኛ፡ ብሶማልኛ፡ ብትግርኛ፡ ብኣምሓርኛ፡ ብእንግሊዝኛ፡ ብኦሮምኛ፡ ብወላይትኛ፡ ብዓረብኛ፡ ብፈረንሳይኛ፣ ብሮሹር ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ ብሶማልኛ፡ ብትግርኛ፡ ብኣምሓርኛ፡ ብእንግሊዝኛ፡ ብኦሮምኛ፡ ብወላይትኛ፡ ብዓረብኛ፡ ብፈረንሳይኛ፣ ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ መዓልቲ ምምርማር 2012 ብትግርኛ፡ ብኣምሓርኛ፡ ብእንግሊዝኛ፡ ብኦሮምኛ፡ ብፈረንሳይኛ። ኢንዴክስ 2001-2010 ብእንግሊዝኛ፣ ዓውደ ኣዋርሕ 2012 ብእንግሊዝኛን ብፈረንሳይኛን።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ፦ ቻይንኛ፦ ፓዝ ወይ። ኣምሓርኛ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፡ ዓብዪ መምህር፡ መለኮታዊ ስም። እንግሊዝኛ፦ ሮድ ቱ ፓራዳይዝ፡ ጉድ ኒውስ ፎር ኦል ኔሽንስ፡ T-23። ንዌርኛ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ