ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 8/10 ገጽ 7
  • 30 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 30 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 30 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 8/10 ገጽ 7

30 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

30 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 44

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 9 ሕ.ጽ. 13-21፡ ኣብ ገጽ 104 ዘላ ሳጹን

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ነገስት 9-11

ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 49

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ “ነቲ ዳሕረዋይ ገጽ ተጠቒምካሉዶ ትፈልጥ፧” ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ነቲ ተዋሂቡ ዘሎ ርእይቶ ተጠቒምካ፡ ናይ 1 መስከረም ግምቢ ዘብዐኛ ብኸመይ ክትዕደል ከም እትኽእል መርኣያ ኣቕርብ። ድሕሪኡ፡ ካብ ናይ መስከረም ንቕሑ! ሓደ ወይ ክልተ ዓንቀጽ መሪጽካ፡ ነተን ዓንቀጻት ንምፍላጥ እንታይ ሕቶታትን ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስን ኪጥቀሙ ኸም ዚኽእሉ ኺገልጹ ንሰማዕቲ ዓድሞም። እታ ንቕሑ! ብኸመይ ክትዕደል ከም እትኽእል ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

20 ደቒቕ፦ “ብዘይወግዓዊ መገዲ ኽትምስክር ትኽእል ኢኻ።”—2ይ ክፋል። ኣብ ሕጡብ ጽሑፍ 9-13 ኸምኡውን ኣብ ገጽ 6 ኣብ ዚርከብ ሳጹን ተመርኲስካ ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ።

መዝሙር 31

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ