ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/09 ገጽ 4
  • 4 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 4 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 4 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 12/09 ገጽ 4

4 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

4 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 1

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 300 ሕ.ጽ 1-ገጽ 301 ሕ.ጽ. 7

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እያሱ 16-20

ቍ. 1፦ እያሱ 17:1-10

ቍ. 2፦ td 18ሐ ምስ ምዉታት ምዝርራብ ኣይከኣልን እዩ

ቍ. 3፦ ‘ናብ ክልተ ወገን ምሕንካስ’ ንኣምላኽ ኬሐጕሶ ዘይክእል ስለምንታይ እዩ፧ (1 ነገ. 18:21)

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 45

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ንልቢ ተመሃራይካ ንምትንካፍ ሕቶታት ተጠቐም። ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትበሃል መጽሓፍ፡ ካብ ገጽ 238-239 ኣብ ዘሎ ኽልተ ንኡስ ኣርእስትታት ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ ኣብ ኣገልግሎት ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ተጠቐም። ኣብ ገጽ 100 ከምኡውን 101 እታ እተወደበ እትበሃል መጽሓፍ፡ “ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ምጥቃም” ኣብ ትሕቲ ዚብል ንኡስ ኣርእስቲ ዚርከብ ሰለስተ ሕጡብ ጽሑፍ ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ሓላው ኣገልግሎት ወይ ካልእ ሽማግለ፡ ንጽሑፋትና ኸየባኸንና ብኸመይ ብግቡእ ክንጥቀመሉ ኸም ዚግብኣና ኺገልጽ ዓድም።

መዝሙር 47

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ