7 ታሕሳስእትጅምር ሰሙን
7 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 11 (85)
❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cl ገጽ 286 ሕ.ጽ. 16–ገጽ 289 ሕ.ጽ. 21 ከምኡውን ሳጹን
❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እያሱ 1-5
ቍ. 1: እያሱ 5:1-15
ቍ. 2: ኣዕሩኽና ንኣምላኽ ዜፍቅሩ ኪዀኑ ኣለዎም (lr ምዕ. 44)
ቍ. 3: መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧ ከም እንደልያኸ ብኸመይ ነርኢ፧ (lr ምዕ. 45)
❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
መዝሙር 18 (162)
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ ክልታት ንምሽፋን እተወደቡ። ኣብታ እተወደበ እትበሃል መጽሓፍ ኣብ ገጽ 102-104፡ “ክሊ” ኣብ ትሕቲ ዚብል ንኡስ ኣርእስቲ ንዘሎ ሽዱሽተ ሕጡብ ጽሑፍ ዚሽፍን ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ኣብ ጉባኤኹም ንእተገብረ መደባት ብዚምልከት ንሓላው ኣገልግሎት ቃለ-መጠይቕ ግበረሉ።
10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።
10 ደቒቕ፦ ንኣረኣእያ እቲ ሓታቲ ኣስተውዕሎ። ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትበሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 66-68 ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ።
መዝሙር 9 (37)