ምልክታታት
◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ሕዳር፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ታሕሳስ፦ ዝዓበየ ሰብኣይ ወይ ዓብዪ መምህር። ጥሪ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ለካቲት፦ መፍትሕ ሓጐስ ስድራቤት።
◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ፦ እንግሊዝኛ፦ ዓውደ-ኣዋርሕ 2010፡ “ንዓ ስዓበኒ” ብሲዲ፣ ኦሮምኛ፦ ስፕሪትስ ኦቭ ዘ ዴድ፡ እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት፣ ዓረብኛ፦ ፍቕሪ ኣምላኽ፣ ወላይትኛ፦ መገዲ ናይ ዘለኣለም ህይወት ረኺብካያዶ፧፣ ፈረንሳይኛ፦ ዓውደ-ኣዋርሕ 2010።
◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ፦ ኣምሓርኛ፦ ዘ ባይብል—ጎድስ ዎርድ ኦር ማንስ፧ መንእሰያት ዝሓትዎ—1፡ እተወደበ፡ ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ብምንባር ተሐጎሱ! ዓርኪ ኣምላኽ፡ ሉክ! ኣይ ኣም ሜኪን ኦል ቲንግስ ኒው፡ ብቕዓት፡ ትራክት፦ ሓቂ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧፣ እንግሊዝኛ፦ ዓብዪ መምህር፡ መጽሓፈይ፡ ጋይዳንስ፣ ትራክት፦ T-73 (ናይ የሆዋ መሰኻኽር [ንኣስላም])፣ ኦሮምኛ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፧፣ ትራክት፦ ሓቂ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧፣ ዓረብኛ፦ ትርጕም ሓዳስ ዓለም (bi-12)፣ ፈረንሳይኛ፦ ሓጐስ ስድራቤት፡ ፍቕሪ ኣምላኽ፡ መንእሰያት ዚሓትዎ—2።