2 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
2 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 5 (46)
❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cl ገጽ 268 ሕ.ጽ. 21–ገጽ 271 ሕ.ጽ. 4 ከምኡውን ሳጹን
❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘዳግም 14-18
ቍ. 1፦ ዘዳግም 15:1-15
ቍ. 2፦ ፍርሃት ኣምላኽ እንታይ የጠቓልል፧
ቍ. 3፦ ኣምላኽ ንወዱ ዘከሮ (lr ምዕ. 39)
❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
መዝሙር 25 (204)
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ ምጅማር። ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ኣብታ ንፍሉይ ንጥፈት እተመደበት ዕለት፡ መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ ብምጅማር ንዝረኸብዎ ተመክሮ ኼዘንትዉ ንዚኽእሉ እተወሰኑ ኣስፋሕቲ ሕተቶም። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ጻዕሪ ዚግበረላ እትቕጽል መዓልቲ መዓስ ምዃና ሓብር፣ እዚ ብኸመይ ከም ዚግበር ዜርኢ ሓደ ወይ ክልተ ሕጽር ዝበለ መርኣያታት ድማ ኣቕርብ።
10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።
10 ደቒቕ፦ ብደብዳበ ምስክርነት ሃብ። ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትበሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 71-73 ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ።
መዝሙር 29 (222)