ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/09 ገጽ 4
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 10/09 ገጽ 4

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ጥቅምቲ፦ መጽሔታት፣ ሕዳር፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ታሕሳስ፦ ዝዓበየ ሰብኣይ ወይ ዓብዪ መምህር። ጥሪ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧

◼ ድሕሪ ሕጂ፡ ዓመታዊ መደብ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፡ ከም እታው ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ዀይኑ ኣይኪወጽእን እዩ። ኣብ ክንዳኡ፡ ነፍሲ ወከፍ ጉባኤ ዓመታዊ መደብ ኪለኣኸላ እዩ፣ ሓደ ቕዳሕ እቲ መደብ ኣብቲ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ዚርከብ ሰሌዳ ሓበሬታ ኺልጠፍ ይግባእ። ካልእ ቅዳሕ ከኣ እቲ ሓላው ቤት ትምህርቲ ኽፍልታት ንኺምድብ ኪጥቀመሉ ኣለዎ። ኣስፋሕቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ብሕታዊ ቕዳሕ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ኺወሃቦም እዩ፣ ኣብኡ ኸኣ ሰሙናዊ መደብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤን ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎትን ኣኼባ ኣገልግሎትን ኪረኽቡ እዮም።

◼ ካብ 22 ለካቲት 2010 ኣትሒዙ፡ እታ “ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ” እትበሃል መጽሓፍ ኣብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ ኽትውሰድ እያ። ቅዳሓት እዛ መጽሓፍ እዚኣ ዚደልያ ጉባኤታት፡ ኣብ ዚቕጽል መሕተቲ ጽሑፋት ኪእዝዛ ኣለወን።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ