31 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
31 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 23 (200)
❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cl ገጽ 237 ሕ.ጽ. 19–ገጽ 239 ሕ.ጽ. 23 ከምኡውን ሳጹን
❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሁልቍ 17-21
ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት
❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
መዝሙር 8 (53)
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ ንሓደ ርእሰ ነገር ብርትዓዊ ኣገባብ ምርዳእን ውሽጣዊ ስምዒታቶም ከም ዚገልጹ ምግባርን። ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትበሃል መጽሓፍ፡ ካብ ገጽ 237፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3፡ ክሳዕ ገጽ 238፡ ሕጡብ ጽሑፍ 4 ተመርኲስካ ዚቐርብ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ሓደ ወይ ክልተ ነጥብታት ብመርኣያ ኪቐርብ ይኽእል እዩ።
20 ደቒቕ፦ “ኣኼባ ኣገልግሎት ወፍሪ።” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ።
መዝሙር 18 (162)